ሕጽረት ጸዓት ዝጋደድ ዘሎ ምኽንያት እንታይ’ዩ?

ኣብ ዓለም ቀረብን ጠለብን ጸዓት ሚዛኑ ይስሕት ከምዘሎ’ዩ ዝግለጽ። ካብቶም ነዚ ዘጋድዱ ዘለዉ መንቀልታት ከኣ ለበዳ ኮሮናቫይረስን ክሊምያዊ ለውጥን ከምዝኾኑ መረዳእታት ይሕብሩ።