ሕጽረት ጸዓት ዝጋደድ ዘሎ ምኽንያት እንታይ’ዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ሕጽረት ጸዓት ዝጋደድ ዘሎ ምኽንያት እንታይ’ዩ?

ኣብ ዓለም ቀረብን ጠለብን ጸዓት ሚዛኑ ይስሕት ከምዘሎ’ዩ ዝግለጽ። ካብቶም ነዚ ዘጋድዱ ዘለዉ መንቀልታት ከኣ ለበዳ ኮሮናቫይረስን ክሊምያዊ ለውጥን ከምዝኾኑ መረዳእታት ይሕብሩ።