ኢትዮጵያዊ ዓይነስውር ጸጋኒ ራድዮ

ኢትዮጵያዊ መሓመድኑር ከሊፋ ዓይነ ስውር ድኣ ይኹን እምበር፡ ንኣስታት 31 ዓመታት ብዳህሳስ ራድዮ እናጸገነ ናብርኡ መሪሑ። ኣካልካ እንትትጎድል ኣብ ክንዲ ምስትምሳል መከሓሓሲ ዝኸውን ነገር ምስራሕ እዩ ዝድግፍ።