ማሰን መልቀስን መዓዝን ኣበይን ከምዝካየድ ትፈልጡ'ዶ?

ሰሎሞን ጸሃየ፡ ደራሲ መጽሓፍ 'ማሰን መልቀስን ቀዳሞት' እዩ። ማሰን መልቀስን ህዝቢ ኣብ ታሕጓሱን ሓዘኑን ሓሳባቱ ዝገልጸሎም ኣፍኣዊ ግጥምታት እዮም።