ማሰን መልቀስን መዓዝን ኣበይን ከምዝካየድ ትፈልጡ'ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ማሰን መልቀስን መዓዝን ኣበይን ከምዝካየድ ትፈልጡ'ዶ?

ሰሎሞን ጸሃየ፡ ደራሲ መጽሓፍ 'ማሰን መልቀስን ቀዳሞት' እዩ። ማሰን መልቀስን ህዝቢ ኣብ ታሕጓሱን ሓዘኑን ሓሳባቱ ዝገልጸሎም ኣፍኣዊ ግጥምታት እዮም።