እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሶፍያ ምስ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ተራኺባ
ውሑዳት ቃላት ኣምሓርኛ ናይ ምዝራብ ተኽእሎ ዘለዋ ሮበት ሶፍያ ምስ ቀዳማይ ምኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ተራኺባ። ኣብ ምስራሕ እዛ ሮበት ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ከምዝተሳተፉ ይግለጽ። ሰገናት ተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ንሶፍያ ርእዮምዋ።