ሶፍያ ምስ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ተራኺባ

መግለጺ ቪድዮ, ሶፍያ ምስ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዘትያ

ውሑዳት ቃላት ኣምሓርኛ ናይ ምዝራብ ተኽእሎ ዘለዋ ሮበት ሶፍያ ምስ ቀዳማይ ምኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ተራኺባ። ኣብ ምስራሕ እዛ ሮበት ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ከምዝተሳተፉ ይግለጽ። ሰገናት ተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ንሶፍያ ርእዮምዋ።