መቓብር ህንዳውያን ዝሓለዋ ኢትዮጵያዊት

መቓብር ህንዳውያን ንብዙሕ ዓመታት ዝሓለዋ ነባሪት ከተማ ድሬዳዋ ወይዘሮ ያህያ ሬሳ ሰብ ክቃጸል ብዓይነን ርእየን ከምዝሰንበዳ ይዛረባ። ዛጊድ ግን ዋላ ሓንቲ መሃያ ከምዘይተኸፈለን ይገልጻ።