መቓብር ህንዳውያን ዝሓለዋ ኢትዮጵያዊት

መግለጺ ቪድዮ, ሬሳ ክቃጸል ርእየስ ሰምቢደ

መቓብር ህንዳውያን ንብዙሕ ዓመታት ዝሓለዋ ነባሪት ከተማ ድሬዳዋ ወይዘሮ ያህያ ሬሳ ሰብ ክቃጸል ብዓይነን ርእየን ከምዝሰንበዳ ይዛረባ። ዛጊድ ግን ዋላ ሓንቲ መሃያ ከምዘይተኸፈለን ይገልጻ።