መቐረት መግቢ ዩክሬናውያን

ጸብሒ ቦርሺት ብዩክሬናውያን ኣዝዩ ዝተፈትወ መግቢ እዩ። ቀይሕ ሱር ድማ ዓንዲ ሕቐ ጸብሒ ቦርሺት እዩ።

ጸብሒ ቦርሺት ከምቲ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣዝዩ ተብሃጊ ዝኾነ ጸብሒ ደርሆ እዩ።