መቐረት መግቢ ዩክሬናውያን

መግለጺ ቪድዮ, መቐረት መግቢ ዩክሬናውያን

ጸብሒ ቦርሺት ብዩክሬናውያን ኣዝዩ ዝተፈትወ መግቢ እዩ። ቀይሕ ሱር ድማ ዓንዲ ሕቐ ጸብሒ ቦርሺት እዩ።

ጸብሒ ቦርሺት ከምቲ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣዝዩ ተብሃጊ ዝኾነ ጸብሒ ደርሆ እዩ።