ስእላዊ መግለፂ ኣና ፍራንክ ኣብ ውልቀ መዘኸራ ዝፀሓፈቶም ዛንታታት

ብግፍዒ ፋሺሽታዊ ሂትለር ግዳየያት ካብ ዝኾኑ ሓንቲ እያ። ኣብቲ ፀበባ ኮይና ገና ብቁልዕነታ ብዝፀሓፈቶ ውልቀ መዘለክራ (ዳያሪ) ዓለም ኩሉ እናዘከራ ይነብር።