ስእላዊ መግለፂ ኣና ፍራንክ ኣብ ውልቀ መዘኸራ ዝፀሓፈቶም ዛንታታት

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ዓለም ተነበብቲ ዝኾኑ ዛንታታት ደራሲት ኣና ፍራንክ ብስእላዊ ግራፍ

ብግፍዒ ፋሺሽታዊ ሂትለር ግዳየያት ካብ ዝኾኑ ሓንቲ እያ። ኣብቲ ፀበባ ኮይና ገና ብቁልዕነታ ብዝፀሓፈቶ ውልቀ መዘለክራ (ዳያሪ) ዓለም ኩሉ እናዘከራ ይነብር።