እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሳላ ህጹጽ ሓገዝ፥ ሂወት ገሊኦም ህጻውንቲ ተሪፉ 'ሎ።
ዕሸላት የመን በሰንኪ ጥምየት ትምህርቶም ኣቋሪጾም ኣደዳ ሕማምን ሞትን ተሳጢሖም።
ስድርኦም ድማ ትልሓስ መግቢ ሲኢኖም ኣብ ከቢድ ቅልውላው ይርከቡ።