ሳላ ህጹጽ ሓገዝ፥ ሂወት ገሊኦም ህጻውንቲ ተሪፉ 'ሎ።

መግለጺ ቪድዮ, ብሳላ ህጹጽ ሓገዝ ሂወት ገሊኦም ህጻውንቲ ቀጺሉ'ሎ።

ዕሸላት የመን በሰንኪ ጥምየት ትምህርቶም ኣቋሪጾም ኣደዳ ሕማምን ሞትን ተሳጢሖም።

ስድርኦም ድማ ትልሓስ መግቢ ሲኢኖም ኣብ ከቢድ ቅልውላው ይርከቡ።