บทเรียน 1: Essential English Conversation
เลือกบทเรียน
- 1Essential English Conversation
- 2Essential English Conversation
- 3Unit 3
- 4Unit 4
- 5Unit 5
- 6Unit 6
- 7Unit 7
- 8Unit 8
- 9Unit 9
- 10Unit 10
- 11Unit 11
- 12Unit 12
- 13Unit 13
- 14Unit 14
- 15Unit 15
- 16Unit 16
- 17Unit 17
- 18Unit 18
- 19Unit 19
- 20Unit 20
- 21Unit 21
- 22Unit 22
- 23Unit 23
- 24Unit 24
- 25Unit 25
- 26Unit 26
- 27Unit 27
- 28Unit 28
- 29Unit 29
- 30Unit 30
- 31Unit 31
- 32Unit 32
- 33Unit 33
- 34Unit 34
- 35Unit 35
- 36Unit 36
- 37Unit 37
- 38Unit 38
- 39Unit 39
- 40Unit 40
บทเรียนย่อย 36
Listen to find out how to ask someone about what sports they do.
ሓደ ሰብ እንታይ ዓይነት ስፖርት ከምዝዝውትሩ ምሕታት ከትክእሉ ብጽሞና ተኸታተሉ።
คะแนนจากบทเรียนย่อย 36
0 / 3
- 0 / 3แบบฝึกหัด 1
แบบฝึกหัด 1
Do you play football?
Listen to find out how to ask someone about what sports they do.
ሓደ ሰብ እንታይ ዓይነት ስፖርት ከምዝዝውትሩ ምሕታት ከትክእሉ ብጽሞና ተኸታተሉ።
Listen to the audio and take the quiz. ጽን ኢልኩም ብምስማዕ፡ ነዚ ተቐሪቡ ዘሎ ፈተና ስርሑ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም፡ እንቋዕ ናብ መደብ Essential English Conversation ብድሓን መጻእኩም። እዚ መደብ እዚ ኣገደስቲ ክፋላት ቋንቋ እንግሊዝ ሒዙ ዝቐርብ መደብ እዩ። ኣነ ተኽለማሪያም በኪት እየ፡ ኣብዚ ክፋል ኻልኦት ሰባት እንታይ ክጻወቱ ከምዝእሉ ንምሕታት ክንመሃር ኢና።
እስከ ነዞም ክልተ ሰባት ስፖርት ዝጻወቱ እንተኾይኖም ክተሓታቱ እንከለው ንስማዕ።
Pam
Do you play football?
Ben
Yes, I do. How about you?
Pam
No, I don’t, but I go running.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ክብድ ዝበለ እንተመሲሉ ኣይትሻቀሉ፡ እዚ ምይይጥ’ዚ ከፋፊልና ብምቕራብ ንኽትለማመዱ ክንሕግዘኩም ኢና።
ፈለማ፤ ፓም ንቶም 'ኩዑሾ እግሪ ትጻወት’ዶ ክትብል ትሓቶ። ኣብዚ 'play' ዝብል ቃል ምስ ዝኾነ ዓይነት ጸወታ ስፖርት ንጥቀሞ። ስለዚ 'ኵዑሶ ሰክዔት ትጻወት' 'play basketball' ን 'ጸወታ ተኒስ' 'play tennis'.
ሰሚዕኩም ድገምዎ።
Do you play football?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Then Ben said, ‘Yes, I do’ ንሱ ድማ ኣስዒቡ ‘How about you?’ ክብል ድማ ሓቲቱ። ነቲ ካልእ ሰብ ሓደ ዓይነት ሕቶ ንምሕታት ከም እንጥቀመሉ ኣይንረስዕ። ሕጂ ሰሚዕኩም ድገምዎ።
Yes, I do.
How about you?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Pam then answered Ben with a yes or no answer. ‘No, I don’t’ ኣይጻወትን'የ ክትብል መሊሳ። ከምኡ'ውን 'but' 'ግን' ዝብል ቃል ከም መላገቢ ተጠቂማ፡ እዚ ድማ ንሓደ ዝቕጽል ነገር ተጠቂማትሉ።
'I go running' ጉያ እየ ዝገብር። ስለዚ 'go' ዝብል ቃል ቅድሚ ብ 'ኣይ ኤንጂ' '-ing' ዝውድእ ምንቅስቓሳት ንጥቀመሉ፤ ‘go swimming’ 'ናብ ምሕንባስ እኸይድ' ከምኡ'ውን ‘go hiking’ ናይ ጉቦ እድይብ።
ሰሚዕኩም ድገምዎ።
No, I don’t.
But I go running.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም - ሕጂ ዝተፈላለዩ ሰባት ብዛዕባ ዝጻወትዎ ስፖርት ዝተሓታተትዎ ሰሚዕኩም ኣነጻጽርዎ።
Do you play tennis?
No, I don’t, how about you?
Yes, I play tennis.
Do you play basketball?
Yes, I do. How about you?
No, I don’t, but I go swimming.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕራይ እምበኣር መሊስኩም ፈትኑ። ነዚ ናይ ኢንግሊዘኛ ሓሳባት ብምስማዕ ድገምዎ።
ክልተ ጊዜ ክትሰምዕዎ ኢኹም።
Do you play football?
Do you play football?
Yes, I do. How about you?
Yes, I do. How about you?
No, I don’t, but I go running.
No, I don’t, but I go running.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ እምበኣር፡ ሕጂ ማዕረ ክንደይ ነቲ ዝተማሃርኩሞ ቋንቋ ኢንግሊዝ ከምእትዝክርዎ ነብስኹም እትግምግሙሉ ግዜ እዩ። ነዚ ብትግርኛ እትሰምዕዎ ምሉእ ሓሳባት ብእንግሊዝኛ ድገምዎ።
ኩዑሶ እግሪ ትጻወት’ዶ?
Do you play football?
እወ እጻወት። ንስኻ'ኸ?
Yes, I do. How about you?
ኣይፋልን ኣይጻወትን’የ፤ ግን እጎዩ እየ።
No, I don’t, but I go running.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም - ሕጂ እንታይ ዓይነት ስፖርት ከም ዝጻወቱ ምሕታት ተማሂርኩም ኣለኹም። ንፓም ብምምላስ ተለማመዱ። ዝቕጽል ሕቶ ንኽትሐቱ ‘How about you?’ ምባል ኣይትረስዑ። ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ መልሲ ምሕታት ‘That sounds great!’ ብምባል ዝርርብኩም ወድኡ።
Do you play football?
No, I don’t, but I go running.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም፤ ሕጂ ነቲ ዝርርብ ብምሉኡ ብምስማዕ፡ መልስታትኩም ፈትሹ።
Pam
Do you play football?
Ben
Yes, I do. How about you?
Pam
No, I don’t, but I go running.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ፤ ሕጂ ብኢንግሊዝ ሰባት እንታይ ዓይነት ስፖርት ከምዝጻወቱ ምሕታት ክኢልኩም ኣለኹም። ኩሉ ዝተመሃርክምዎ ልምምድ ምግባር ኣይትረስዑ።
መሓዛ ኣናዲኹም፡ ብዛዕባ ዝጻወትዎ ስፖርት እናሓተትኩም ተለማመዱ። ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ መልሲ ‘How about you?’ ምባል ኣይትረስዑ።
ኣብ ዝመጽእ ሰሙን አብ ካልእ ክፋል Essential English Conversation ብሰላም የራኽበና። ሰላም ቅነ።
Check what you’ve learned by choosing the correct answer to the question.
ነቲ ቕኑዕ መልሲ ብምምራጽ፡ እንታይ ከም ዝተማሃርኩም ርእስኩም ገምግሙ።
ኩዕሶ እግሪ ትጻወቱ’ዶ?
3 Questions
Choose the correct option.
ቕኑዕ መልሲ ምረጹ።
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct option.
ቕኑዕ መልሲ ምረጹ።
คำใบ้
ኹዕሶ ዘሳትፍ ስፖርት፡ ብቀጻሊ ነዛ ቃል ይጥቀሙ።Question 1 of 3
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct option.
ቕኑዕ መልሲ ምረጹ።
คำใบ้
ኣብ መልሲ፡ ነታ ኣብ ቀዳመይቲ ሕቶ ዘላ ቃል ንደግም።Question 2 of 3
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct option.
ቕኑዕ መልሲ ምረጹ።
คำใบ้
ምስ –ing ተግባር፡ ብቀጻሊ ነዛ ቃል ንጥቀም።Question 3 of 3
Excellent!เยี่ยม!แย่หน่อย!คุณทำคะแนนได้:
Join us for our next episode of Essential English, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል መደብ Essential English ኣገደስቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ዝርርብ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና’ሞ ብሰላም የራኽበና።
ንዝያዳ ልምምድ ኣብቲ ናይ ፌይስቡክ ገጻትና ተጸንበሩና
Session Vocabulary
Do you ______?
ንስኻ/ንስኺ ______Yes, I do.
እወ ይኽእልNo, I don’t, but I ______.
ኣይፋልን፡ ግን ኣነ ______play football
ኩዕሶ እግሪ እጻወት።play tennis
ተኒስ እጻወት።play basketball
ኩዕሶ ስኪዐት
go running
ንጉያ እኸይድgo swimming
ንምሕንባስ እኸይድHow about you?
ንስኻ’ኸ/ንስኽ’ኸ