እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ስጳኛ 3 ዕጸፋርስ ዘመላልሳ ድሮናት ኣብ ቁጽጽር ኣትየን
ፖሊስ ስጳኛ ኣብ ትሕቲ ማይ ናብ ኤውሮጳ ዕጸፋርስ ዘመላልሳ ሰለስተ ሰብ ኣልቦ ድሮናት ኣብ ቀይዲ ከምዝእተወ ኣፍሊጡ። እተን መሳልጥየታት ነሓድሕደን ክሳብ 200 ኪ/ግራም ዕጸፋርሳት ክስከማ ከምዝኽእላ ተገሊጹ።