ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምስሊ

ዓመት መጸ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥሪ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብድምቀት ዝኽበር በዓል ጥምቀት ሎሚ ኣብ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ካብ ህጻናት ክሳዕ ዓበይቲ ባህላዊ ክዳውንቲ ብምልባስ ብዝማረ የድምቕዎ። ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኣከባብራ እቲ በዓል ብዝምልከት ካብ ዝተዘርግሑ ስእልታት ገለ እነሆ።