እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ንኢትዮጵያውያን ድያስፖራ ኣብ ክልተ ዝመቐለ ኵናት ሓድሕድ
እቲ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2020 ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ንኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ክልተ መቒልዎም ይርከብ። ካብቶም ኣብ ኣመሪካ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ተቛውሞ ዘስምዑ ሓንቲ ዝኾነት ማዕበል ገብረመድህን ካብ ሰነ 28 ጀሚራ ድሃይ ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ስድርኣ ከምዘይረኸበት እያ እትገልጽ።