እስራኤል: ኣብ ገማግም ምዉት ባሕሪ ዕርቃኖም ወጺኦም ተሓላቕነቶም ዘርኣዩ ሰባት

ኣብ እስራኤል፡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ኣብ ገማግም ምውት ባሕሪ ዕርቃኖም ብምውጻእ ንተፈጥሮ ዘለዎም ተገዳስነት ኣርእዮም። ቅድሚ ሕጂ'ውን ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ተመሳሳሊ ትእምርታዊ ምርኢታት ተኻይዶም ነይሮም'ዮም።