እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዘስደምም ወተሃደራዊ ምርኢት ሰሜን ኮርያ
ሰራዊት ሰሜን ኮርያ መራሒ ናይታ ሃገር ኪም ጁንግ ኡን ኣብ ዝተረኸበሉ ዘስደምም ወተሃደራዊ ምርኢት ኣቕሪቦም። ቀንዲ ዕላማ እቲ ኣብ ፕዮንግያንግ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ምርኢት: ጸላእቲ ሰሜን ኮርያ ዓቕሚ ሰራዊት እታ ንኽፈልጡ ከምዝኾነ መንግስታዊ ሚድያ እታ ሃገር ኣቃሊሐን።