እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣመሪካ: ኣስታት 3 ሽሕ ሰባት ዝቐተለ መጥቃዕቲ 11 መስከረም
ኣብ ኣመሪካ ቅድሚ 20 ዓመት ኣርባዕተ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ኣብ ኒዎዮርክን ዋሺንግቶን ዲሲን ብዝፈጸምኦ መጥቃዕቲ ኣስታት 3 ሽሕ ሰባት ከምዝሞቱ ይዝከር። ኣብቲ ሽዕኡ እዋን ፕረዚደንት ኣመሪካ ዝነበረ ጆርጅ ቡሽ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ምብጻሕ የካይድ ነይሩ።