እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዊንታና ይልማ፡ ካብ ተኸታታሊት ዩቲዩብ ናብ ናይ ባዕላ መደባት ምድላው
ዊንታና ወርሓዊ ካብ ዩትዩብ ክሳዕ 30 ሽሕ ብር ኣታዊ ትረክብ። ንምዃኑ መንእሰያት ኣብ ዩትዩብ ካብ ተዓዛብነት ናቶም መደባት ናብ ምድላው ዝደረኾም ኣጋጣሚ እንታይ ይመስል?