ጣሊባን ንካቡል ድሕሪ ምቁጽጻሩ ኣፍጋናውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣለዋ?

ጣሊባን ንካቡል ድሕሪ ምቁጽጻሩ፡ ኣፋጋናውያን ደቂ ኣንስትዮ ዕለታዊ ህይወተን ከመይ ተጸልዩ ከም ዘሎ ጋዜጠኛ ቢቢሲ ሰካንደር ከርማኒ ኣዘራሪብወን ኣሎ።