ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ዝተናውሐ ውድድራት ኦሎምፒክ ቶክዮ

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 2020 ክካየድ ውጥን ተታሒዝሉ ዝነበረ ውድድራት ኦሎምፒክ ቶክዮ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ተሰሪዙ ዝነበረ ኮይኑ ጽባሕ ዕለት 23 ሓምለ [ኣቆጻጽራ ፈረንጂ] ክጅመር እዩ።