ብዛዕባ ደቡብ ሱዳን ዘይትፈልጥዎ ሓሙሽተ ነገራት

እወ ንናጽነት ኣድሚጾም ካብ ሱዳን ተፈልዮም ናጻ ሃገር ካብ ዝምስርቱ 10 ዓመታት ዝገበሩ ደቡብ ሱዳናውያን ብቑመቶም ሓደ ካብቶም ኣብ ዓለም ዝነውሑ ህዝብታት እዮም። ንላሕሚ ዘለዎም ዋጋ ድማ ኣዝዩ በሪኽ እዩ።