'ወይ ክሓልፈለይ’ዩ ወይ ድማ ክመውት እየ. . .'

ዓመት መጸ ካብ ኢትዮጵያ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ መናእሰይ በረኻታትን ባሕርን ጁቡቲ ሰጊሮም ናብ የመን ድሕሪ ምእታው: ናብታ ናይ ሕልሚ እንጀርኦም ዝኾነት ስዑድ ዓረብ የቕንዑ። እንተኾነ ግን ቅድሚ ናብታ ሃገር ምእታዎም ኣብ በረኻታት የመን ዝሞቱ ሰባት ብዙሓት ከምዝኾኑ ይግለጽ።