መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ቀንዲ ፍጻመታት ዝሓለፈ 30 ዓመታት

ብምኽንያት መበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዝተዳለወ፡ ንቀነዲ ፍጻመታት ዝሓለፈ 30 ዓመታት ዝድህስስ ሓጺር ቪድዮ።