እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ቲክቶክ ትካላት ብምልላይ ገንዘብ እረክብ’የ
የትናየት ከምብዋዛ ኢላ ዝጀመረቶ ናይ ቲክቶክ ንጥፈት ድሓረ ፍልፍል እቶት ከምዝኾና ምስ ቢቢሲ ኣብዝገበረቶ ጻኒሒት ገሊጻ። ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ቁጽሪ ናይ ቲክቶክ ተኸታተልታ ንኽውስኽ ምኽንያት ከምዝኾነ’ውን ሓቢራ።