እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"እቶም ደቀባት 'በላዕቲ ሰባት' ኢና እንመስሎም ኔርና''
ኣብ ውግእ ቬትናም ምስ ወተሃደራት ኣመሪካ ወጊኖም ኣንጻር መራሕቲ ቃልሲ ቬትናም ዝተዋግኡ ቬትናማውያን ፈለማ ብሓገዝ ፈረንሳይ ናብ ፍሬንች ጉኣያ እንትኣትዉ በቶም ደቀባት ከም 'በላዕቲ ሰባት' ይረኣዩ ከምዝነበሩ የዘንትዉ።