እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጆ ባይደን መን እዩ?
ኣብ 1972 ኣባሌ ሰኔት ኮይኑ ዝተመረጸ ጆ ባይደን፡ ብጾታዊ ትንኮያ ተኸሲሱ ይቕሬታ ሓቲቱ ይፈልጥ እዩ። ንሱ ኣብ ኮሮናቫይረስ ኣመልኪቱ ዘሕለፎ መልእኽቲ ተዓዋቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ክኸውን ከምዝኸኣለ ይግለጽ።