እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዜጋታት ቤላሩስ ፕረዚደንቶም ንክወርድ ይሓቱ
ኣብ ቤላሩስ ድሕሪ ዝተኻየደ መረጻ፡ ዜጋታት እታ ሃገር ፍትሓዊ ኣይነበረን ፕረዚደንት ኣሌክሳንደር ኣብ ስልጣን ንኽጸንሕ ዝገበረ'ዩ ካብ ዝብል መረረት ተደጋጋሚ ሰልፍታት ከካይዱ ተራእዮም። ኣብ ስደት እትርከብ መራሒት ደንበ ተቓውሞ ድማ ሰባት ናብቲ ናዕቢ ተጸንቢሮም ፕረዚደንት እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ንኽእለ ትጽውዕ ኣላ።