ኣመሪካ፡ ትራምፕን ባይደንን ብዛዕባ ክሊማዊ ለውጢ እንታይ በሉ?

ቀጻሊ ሕዳር 3 ክካየድ ትጽቢት ኣብ ዝተገበረሉ መረጻ ኣመሪካ፡ ተወዳደርቲ ትራምፕን ባይደንን ኣብ ጉዳይ ለበዳ ከሮናቫይረስ፣ ዓሌታውነትን ክሊሚያዊ ለውጢ ብሰፊሑ ተኻቲዖም።