ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ትግራይ ዘስዓቦ ሃስያ እንታይ’ዩ?

ናይ በረኻ ኣንበጣ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ኣብ ትግራይ ድማ ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ጉድኣት ኣብጺሑ።

ብፍላይ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ዝባጽሑ ዘራእቲ ልዑል ክሳራ ከምዘብጽሐ መረዳእታ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ትግራይ የረድእ። እቲ ቢሮ ሓረስቶት ዝባጽሑ ዘራእቶም ክእክቡ ጸዊዑ’ሎ