እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ግድብ ህዳሰ ኣብ ዜጋታት ኢትዮጵያን ግብጽን ዝፈጠሮ ስኽፍታ
ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ እትሃንጾ ዘላ ካብ ኣፍሪቃ እቲ ዝዓበየ ግድብ ዲፕሎማስያዊ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ግብጽን ንኽሕርፍፍ ኣገዲዱ’ዩ።
ካብዚ ሓሊፉ እውን ዜጋታተን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካይሮን ይሽቑረሩ ከምዘለዉ ቢቢሲ ዝዳህሰሶ መደብ የመልክት።