"ንወደይ ፈራሕ ሰብ እዩ ኣሕዲጉኒ" ወላዲ ሃጫሉ ሁንዴሳ

ቅድሚ ሓደ ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝተቕተለ ስነ ጥበባዊ ሃጫሉ ኣቦ ኣቶ ሁንዴሳ ወዶም ካብ ብቖልዕኡ ጀሚሩ ንሓቂ ዝመውት ሰብ ምንባሩ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበሮም ጻኒሒት ገሊጾም።