እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ናብ እንምገቦ ፀብሒ ወይ ድማ እንምገቦ ብልዕታት በርበረ ፡ ምውሳኽ ካብ ኮሮናቫይረስ ኣይፍውስን!
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት፡ ናብ መረቕ ወይ ድማ ፀብሒ በርበረ ምውሳኽ፡ ካብ ኮሮናቫይረስ ከምዝፍውስ ዝገልፅ ሓበሬታ ይላባዕ ኣሎ።
ኣብ ትምገብዎ ምግቢ ዘቃፅል በርበረ ምጥቃም መቐረት ኡካ እንተለዎ፡ ካብ ኮቪድ 19 ግና ኣይፍውስን።