እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ናይ ኢድ ሰላምታ ይተርፍ ኣሎ?
ቅድሚ ኣዋርሕ ኣብ ቻይና ግዝኣት ዩሃን ዘጋጠመ ሓድሽ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ስዒቡ ዓለም ፈውሲ እቲ ሕማም ዓቕላ ጸቢብዋ ኣብ ዘላትሉ እዋን፡ ሰባት በቲ ሕማም ንኸይትሓዙ ክብሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሰላምታ ክጥቀሙ ይረኣዩ ኣለዉ።