እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ኢድን እግርን እንተዝህልወኒ ፖሊስ ምኾንኩ ነይረ"
ቲዮ ወዲ 15 ዓመት ሰገን እዩ። ካብ ዝውለድ ጀሚሩ ኣእዳውን ኣእጋርን ስለዘይነበሮ ኣብ መሬት እናኣከባለለ እዩ ዝንቀሳቐስ። ኢድን እግርን እንተዝህልዎ ምስ ዓበየ ክኾኖ ዝምንዮ ዓይነት ሞያ ፖሊስ ምዃን እዩ ነይሩ።