እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ብምግዳለይ ኣስተማሲለ ኣይፈልጥን" ተጋዳላይ የውሃንስ
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ተወሊዱ ዝዓበየ ተጋዳላይ የውሃንስ ብርሃነመስቀል፡ መምሃርቲ እኒ ገዳይም ተጋደልቲ ኣርከበ ዕቑባይን ኣባይ ወልዱን እዩ። ኣብ ታሪኽ ገድሊ ህወሓት ድማ ፈላማይ ናይ ዓይኒ መውጋእቲ ዘጋጠሞ ተጋዳላይ ተባሂሉ ተመዝጊቡ።