እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኮሮናቫይረስ ንምክልኻል ኣእዳውና ከመይ ክንሕጸብ ይግበኣና?
ኣእዳውካ ብዝግባእ ምጽራይ፤ ሓደ ንምምሕልላፍ ኮሮናቫይረስን ካልእ ሕማማትን እንከላኸለሉ ኣገባብ እዩ።
ውድብ ጥዕና ዓለም ከመይ ጌርና ኣእዳውና ክነጽርይ ከም ዝግባእ ዝሕብር መምርሒ ዘርጊሑ ኣሎ።
ኣብዚ ቪድዮ ተኸታተልዎ።