ተሸላሚት ኖቤል ሰላም ስለምንታይ ተኸሲሳ?

መግለጺ ቪድዮ, ተሸላሚት ኖቤል ሰላም ስለምንታይ ተኸሲሳ?

መራሒት ሚያንማር ኣን ሳን ሱቺ፡ ምልክት ዴሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ኮይና ኣብ 1991 ሽልማት ኖቤል ሰላም ተቐቢላ። እንተኾነ ግን ንሳ እትመርሖ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ዓሌት ሮሂንጊያ ኣመንቲ እስልምና 'ኣስዒብዎ' ብዝተብሃለ ገበን ምጽናት ዘርኢ ኣብ ዓለም ለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክትቀርብ ተገዲዳ።