እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኤችኣይቪ ኤይድስ ንምግታእ ዝሰርሕ 'ንጉስ ኮንደም'
ስተንሌይ ኣብ ኣፍሪቃ ኮንደም ብምዕዳል ዝርግሐ ኤችኣይቪ ቫይረስ ንምንካይ ዝሰርሕ 'ንጉስ ኮንደም' እዩ። ብተወሳኺ ሰባት ውሑስ ጾታዊ ርክብ ብምግባር ንገዛእ ርእሶም ካብቲ ሕማም ክከላኸሉ ይግባእ ይብል።