እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሲዳማ ዓስረይቲ ክልል ፈደሬሽን ኢትዮጵያ?
ጽባሕ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታት ደቡብ ተወለድቲ ብሄረ ሲዳማ፡ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ንምቛም ዘካይድዎ መረጻ ምድላዋቱ እንታይ ይመስል? ኣባላት ቢቢሲ ርእይቶ መረጽቲ ኣሰናዲኦም ኣለዉ።