ማይ ዘንጠብጥብ ዘሎ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ላል ይበላ

ካብቶም ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም ተመዝጊቦም ዝርከቡ ካብ ከውሒ ዝተጸረቡ ኣብያተ ክርስትያናት፡ ሓደ ዝኾነ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ላል ይበላ ሰኣን ግቡእ ጽገና ኣብ ሓደጋ ከምዘሎ ተገሊጹ።