እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሳላ ቢቢሲ ዳግማይ ዝተራኸቡ ሰብ ሓዳር
ኣብ ሩዋንዳ ብ1994 ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓድሕዳዊ ኵናት፡ ብዙሓት ኣባላት ሓንቲ ስድራ ተጣፊኦም እዮም። ቢቢሲ ጋሁዛ ነቶም ንዓመታት ተጣፊኦም ዝነበሩ ስድራቤታት ንምርኻብ ዝዓለመ መደብ ነይርዎ። ካብቶም ዝተራኸቡ ስድራቤታት፡ ነታ ሓንቲ ተላለይዋ።