ዝባህረረ ሓርማዝ፡ 17 ሰባት ኣጥቂዑ

ኣብ ዓመታዊ ጽምብል ይሳተፉ ዝነበሩ 17 ስሪላንካውያን ኣመንቲ ቡድሃ፡ ብሰንኪ ዘይተለመደ ባህሪ ሓርማዝ፡ ጉድኣት በጺሖም።