እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ንስለ ክሊማ፡ ኣብ ክንዲ ብነፋሪት ሽቓቕ ብዘይብላ ጃልባ ን2 ሰሙን ዝተጓዓዘት ሰገን
ተሓላቒት ክሊማ ግሬታ ቱንበርግ፡ ኣብ ኣሜሪካ ኒው ዮርክ ኣብ ዝሰላሰል ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ንኽትሳተፍ ኣብ ክንዲ ብነፋሪት ክልተ ቅነ በጀልባ ክትጓዓዝ ወሲና። ምኽንያታ ድማ ብባሕሪ ተጓዒዝካ ኣብ ዓለም ምዕሩይ ኩነታት ጸባይ ኣየር ንምፋጣር እዩ።