'ዝተረግመ መሬት'?

ኣብ ኮንሶ ናይ ኢትዮጵያ ኒዎርክ ዝበሃል ገጸ ምድሪ ኣሎ። እዚ ገጸ ምድሪ ቀደም ጎልጎል ከምዝነበረን ድሓረ ፈጣሪ 'ምስረገሞ' ግን ናብቲ ሕዚ ዘለዎ ገጽ ከምዝተለወጠ ብኣፈ ታሪክ ይዝረብ።