ገልዒ በለስ ላስቲክ'ውን ይኸውን እዩ!

ሜክሲኮኣዊት ተመራማሪት ሳንድራ ካብ ገልዒ በለስ ላስቲክ ምስራሕ ከም ዝጀመረት ትገልጽ። እቲ ካብ ገልዓት በለስ ዝስራሕ ላስቲክ ናብ ባሕሪ እኳ እንተኣትዩ ዓሳ ወይ ከዓ እንስሳት ባህኢ ክበልዕዎ ከም ዝኽእሉ ውጽኢት እቲ ምርምር የርድእ።